አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ዘፈር ፋይናንስ

ምልክታ ጨረታ

ዘ/ፋ/ቢ/ሰ/ፀ//ግ/ጨ/ቁ 001/2017

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት በዓል 12 ወንበር ብርኪ-1 ኣባዱላ ሚኒባስ በዝሒ 01 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡ ስለዝኾነ ኣብቲ ዘርፊ እትነጥፉ ነጋዶ፦

➢ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃደ ንግዲ

➢ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ

➢ ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰተፊኬት (TIN)ን ናይ መቕረባይ ፈቓድ ዘለኩም ንኽትሳተፉ ይዕድም፡፡

ብምዃኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሓዘ ሰነድ ብር 200.00 (ክልተ ሚኢቲ ብር ጥራሕ) ብምኽፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃውዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 16/11/2016 -20/11/2016 ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክተእትዉ ከም ትኽእሉ ይገለፅ። እዚ ጨረታ ሓምለ 20/11/2016 ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

• ንተወሳኺ ሓበሬታ

➤ 0344-408912

➤ 0914008595

➤ 0920426802