ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉዕል ናይ kVA ጀነሬተርመላዋወጢ አቑሑትን ናይ መካይ ላቫጆን ፕሮፎርማ ጨረታ ብምልፍን ብምብታንን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ን2017 በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላለየ ዓይነት ሞዴል ዘለወን መኻይን ሰርቪስን ዕገናን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ጋራጅ ግልጋሎት ንምቕራብ፣ዝተፈላለየ ዓይነት ሞዴል ንዘለወን ሞተርሳይክላት ዕገናን ሰርቪስን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ግልጋሎት ንምቕራብ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ(ከቕርብ) ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፋለለየ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልገሎት ናይ መኪና ፅገና ብጨረታ አወዳዲሩ ንሐደ ዓመት ሙሉእ ገፀግን ይደሊ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ተወዳደርቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት : ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት ፅገና ኢድ ሞያ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ና መኪና ገራጅ ኢድ ሞያ : ሕትመት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝውዕል ናይ ላቫጆ መካይን ግልጋሎት ንምርካብ ናይ ጀነሬተር አቐሑት ዕዲጊት ብፕሮፎርማ ብምልጣፍን ብምብታንን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 11:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝውዕል ናይ ላቫጆ መካይን ብፕሮፎርማ ብምልጣፍ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ባክሎደር ፅገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለ ዝደለየ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓወን ኣብ ዓመት 2017ዓ/ም ንናይ ከተማና መሰረተ ልምዓት ካልኦት ግልጋሎት ትውዕል ሻንቱ ዶዘር SD32 ማሽን ዝዓይነታ ንብረት ክፅግን ስለ ዝደለየ ነዚ ንብረት መፀገኒ ዝከውን ንብረት ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 08:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 08:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኮምሺን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ፅገና ገራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/ ፅገና ማሽነሪ/

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2017 ዓ/ም ናይ ማካይን ፅገና ናይ ኢድ ሞያ ክሳብ ስነ 30/2017 ዓ/ም ኣወዳዲሩ ካፅግን ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 04:40 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/