ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወ/ኣበርገለ የጭላ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቁፅሪ ዕ/ን/1/20-2018

ዕለት 04/02/2018ዓ/ም

ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/የጭላ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ንዝተፋላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኢድ ዋጋ መኪና ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/የጭላ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

መምርሒ ተጫረቲ

ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/የጭላ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ንዝተፋላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኢድ ዋጋ መኪና ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/የጭላ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

✓ ንልዕሊ 500,000 ብር ዝዋግኡ እትጫረቱ ተጨረቲ

• በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን።

• እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ።

• ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ/ቫት/ዝኾንኩም ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ3 ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ዘሎ ናይ ሓደ ወርሒ ቫት ድክለረሽን ዘቅርብ ።

• ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ክተቕርቡ እትኽእሉ።

• ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /TI/ ናምበር ክተቕርቡ እትኸእሉ።

• ንጨረታ መኽበሪ 10000/ዓሰርተ ሽሕ/ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ።

• ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝትቓለሐሉ/ዝተለጠፈሉ/ዕለት 04/02/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 300 /ሰለስተ ሚእቲብር ናይ ሓደ ደኩመንት ዋጋ ብምኽፋል ንተኻታታሊ 10 መዓልቲታት ካብ ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/የጭላ 1 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 28 ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትኽእሉ።

• ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 40 ማዓልቲ

• ድሕሪ ምዕፃው ጨረታ ሳንዱቕ ዝመፅእ ዝኾነ ይኹን ሰነድ ጨረታ ተቐባልነት ዘይብሉ ምዃኑ። ተጫረቲ እቲ ጨረታ መኸፈቲ ዕለት 14/02/2017 ዓ/ም ምዃኑ ፈሊጦም ድሕሪ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ውዕሊ ዝኣስር ክኾኑ ኣለዎም።

• ምኽበሪ ውዕሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ዝተሓዝ ኮይኑ ውዕሊ ብዝኣሰርዎ መሰረት ዉዕሉ ምስ ኣብቀዐ መኽበሪ ዉዕል ይልቀቀሎም

• ብድምር ዉፅኢት ዝታሓተ ናይ ኢድ ዋጋ ዝመለአ ሰዓራይ ይኸዉን

• ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ/ኦርጂናልን ኮፒን/ተዓሽጉ ዝቐርብ ኮይኑ እቲ ዝተመልአ ዋጋ ግልፂ ኮይኑ ብናይቱ ድርጅት ላዕላዋይ ሓላፊ ተፈሪሙን ማህተም ዓሪፍዎን ምስ ሙሉእ ኣድራሽኡ ሰነዱን ይቐርብ።

• ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፅንሐሉ ካብ ዕለት 04/02/2018 ዓ/ም ክሳብ 14/02/2018ዓ/ም ስዓት 4:00 ቅድሚ ስዓት እዩ።ቤት ፅ/ትና 20 ፐርሰንት ምዉሳኽን ምቅናስ ዝተሓለወ እዩ፡፡

• እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዐሉ ግዜ ዕለት 14/02/2018ዓ/ም ይኸውን። ስዓት 4:00 ቅድሚ ስዓት ተዓፅዩ ብተማሳሳሊ ዕለት ስዓት 4:30 ኣብ ቤት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ኣ/የጭላ 1 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 28 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይኸፈት።ተጫረቲኣካላት ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይ ቀሪቦም ጨረታ ክኸፈት ምዃኑ።

• ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣበርገለ የጭላ ምልክታ ካብ ዝተጠቀዐሉ ዕለት ጀሚሩ ብምውሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኹም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቐሱ ኣድለይቲ ዶክሜንት ኮፒ ን ኦርጅናልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ብምፅሓፍ ኣብ ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ ዝተዳለወ ሳንድቅ ንክተእትውን ንክትወዳደሩን እናተሓሳሰብና ፦

• ቤት ፅ/ትናዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታብሙሉእይኹን ብኽፋል ናይምስራዝ መስሉ ዝተሓለወ እዩ

• ኣብቲ ዝወፀ ስፔስፌክሽን ወይ መግለፂ ምንክኻእ ውይ ምቅያርን ምስራዝን ኣይፍቀድን።

• ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፈተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝኾኑ ንቀፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንከይሳተፍ ከምዝገብርን ዘተሖዞዎ ዉሕስና መኽበሪ ጨረታ ከምዝዉረስ ን ኣብ ኣዋጅ ቁፅሪ255/2007 ብመምርሒ ቁፅሪ5/2016 ብዝእዝዞ መሰረትንንምትግባር ብዝወፁ መምርሒታት ተፈፃሚ ይኾዉን

N.B ፦ ኣድራሻና ጣብያ መዓረይ ከተማ የጭላ ኣብ ምም/ር ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 28

ወ/ኣ/የጭላ ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን መ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር