ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል

1 ናይ 2017 ዓም ን 2018 ዓም ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 ናይ 2017 ዓም ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ብቅዓት መረጋገፂ መታወቂያ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ሰሐ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅር ዝክእል

4 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 37 ምዉሳድ ይከኣል

5 ዝተሐዘ መከበሪ ጨረታ 10000 ኮይኑ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ንዘይሰዓሩ ሽዑ ንሽዑ ዝምለስ ዝሰዓረ ዉዐሊ ምስኣሰረ ዝምለስ ይከዉን

7 ተጫረቲ ሰዓርቲ ምካኖም ምስተነገሮም ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲታት ቀሪቦም ዉዕሊ ክእስሩ ዝክእሉ

8 ዝሰዓረ ተጫረቲ 10 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

9 ጨረታ ክፍቲ ዝኮነሉ ካብ 9/12/2017 ዓም ክሳብ 23/12/2017 ዓም ሰዓት 300 ናይ ንግሆ ናይ መንግስቲ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

10 ጨረታ ሳንዱቅ 23/12/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 330 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 400 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝትረከብሉ ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ