ጨረታ ብሬድዩ ዝተጋወሐሉ 20/1/2017 ዓም ብድምፂ ወያነ ሬድዩ
1 በዚ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዝምልክት ዘለዎን ናይዚ ዓመት ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ ግብሪ ዝከፈለን ክክዉን አለዎ
2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ቫት ናይ መኪና ጋራጅ ተመዝገብቲን ናይ ወርሒ ሐምለ 2017 ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ንናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ቫት ኣይካትትን ኣይሕተትን
4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
5 ብዝተፈላለዩ ሴክተራት ናይ መኪና ጉልበት ጋራጅን ሞተር ሳይክል ጉልበት ዋጋ በቢዘርፉ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ወረደ እንደራት ኣብ ቤት ፅሕፈት እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ቁፅሪ A 04 ምዉሳድ ይክኣል
6 ተጫረቲ ኣብ ናይ መኪና ጉልበት ጋራጅን ዋጋ ጨረታ መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ 5000 ቅርሺ ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት መከበሪ ጨረታ ወይድማ ቢድቦንድ ንብሰወከፍ 3000 ቅርሺ በቢዘፈሩ ብናይ ስፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ዋይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝክእል
7 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 30/12/2017 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሰድ ዝከኣ ኮይኑ ዕለት 23/1/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ጨረታ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 23/1/2018 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
8 ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ሰነድ ዋና ኣብ ሐደ ፖስታ ቅዳሕ ኣብ ካልኣይ ፖስታ ነንብይኑ ብምዕሻግ ጠቅላላ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣትዉ
9 ናይ ተጨረታ ሙሉእ ኣድራሻ ማህተም ፊርማ ክህልዎ አለዎ
10 እቲ ፖስታ ኣብ ላዕሊ ብዝንበብ ፅሑፍ ዓይነት ዝተገዘአ ሰነድ ክፃሐፈሉ አለዎ
11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ተወሳኪ ሐበሬታ 0342400403