ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት (ኣዘርስ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሃርድ ቶፕ መኪና ስፔር ፓርት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 04:35 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

አብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ፕላቶ ሪሊዝ ቤሪንግ ን ዲስክ ፊሪሶንን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ንድሪፕ ዝኸውን ጨርቂ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሕንፃ መሳርሒ ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሮክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋ፣ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ዘገልገለ ንብረታት ብዘለውሉ ኩነታት ንደቐቕትን ኣናእሽተይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ምህዞን ክልል ትግራይ ናይ ያሪስ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 03:26 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና_ኣቁሑት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ናይ ግብርና መሬት ግሪን ሃውስ ሸድን ናይ መስኖ መልምዒን ብክረምታዊ ዝለምዕ መሬትን ብቅዓት ንዘለዎም ሰብ ሞያ ን3ተ ዓመት ከካርይ ለዝደለየ በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ክዕድም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 25, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ ዘለዎም ህንፃ ሓደ ኣብ ታሕቲ /Graund/ ዝርከብ ናይ መኪና መሕደሪ ፓርኪንግ ቦታ ብሎክ ረ/ ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝዳለ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 27, 2018 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/