ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት እዉን ኣቅሑት ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሕትመት : ዕንፀይቲ : ደንቢ ክዳን ከምእዉን ዝተፈላለዩ ኣፋዉስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንመድሓኒት 20000 :ንካልኦት ናዉቲ 10000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፍርናሽ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2016 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2016 10:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ትካልና ዲ.ቢ.ኤል ሓ/ዝ//ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ኩሓ ዝተጣየሸ ናይ ዓለባን ጨርቃ መርቅን ፋብሪካ እንትኸውን ፣ ጨርቅን ካልኦት ተመሳሰልቲ እታወታትን ካብ ደገ እንዳእተወ ምህርቱ ንደገ ሰደድ ኣብ ምግባር ተዋፊሩ ዝነበረ ትካል እንትኸውን ኣብ ክልልና ብዝተወለዐ ኩናት ምኽንያት እቲ ፋብሪካ ብዝገጠሞ ከቢድ ዕንወት ንዝሓለፉ ኣስታት ኣርባዕተ ዓመታት ምንም ዓይነት ፍርያት ከፍርዩ ዘይኻኣለን ሙሉእ ካብ ስራሕ ወፃኢ ዝኾነን ትካል እዩ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ረይን ኮት (Rain coat) ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 8, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 13, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሓምለ 13, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ኽዳን ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 26, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 27, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ክንገዝእ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ስራሕ ጫማ ማለት እዉን ሴፍቲ ሹ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 17, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 24, 2016 02:31 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 15, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መጋረጃን ምንፃፍን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዋርድያታት ካፖርት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 13, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 17, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 17, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኽፈል ንሓካይም ግልጋሎት ዝውዕል ጋቦንን ጆዲድን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 10, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/