ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ማሕበር ኣክሰዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ሕትመታት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ግልፂ ዘይኾነ ዝርዝር መብርሂ ኣብ ቤትፅሕፈት ብምሕታት ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
| ተ.ቁ | ዝርዝር ዝቐርብ ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ሰራሕተኛ ባጅ:- ብቅድሚት ሎጎ ፎቶ ሙሉእሽም ሓላፍነት ቁፅሪ ስልኪ ብድሕሪቱ ሎጎ ትካል ማህተም ዝተውሃበሉ ዕለትን ዝፈቐደን ኣካል ኣድራሻ ትካል ዝሓዘ | ቁፅሪ | 01 | ||
| 2 | ባይንድ ንምግባር ካብ Page 1-50 51-100 | ቁፅሪ | 01 | ||
| 3 | ናይ ገንዘብ ቅብሊትን ክፍሊትን ማንዋል ተቐያያሪ ዕለት ወርሕን ዓ.ምን ዘለዎ ማህተም | ቁፅሪ | 01 | ||
| 4 | ካብ ሒሳብ ናብ ሒሳብ ዝውውር ፍሌሽ ማህተም | ቁፅሪ | 01 | ||
| 5 | ማህተም ቲተር ፍላሽ | ቁፅሪ | 01 | ||
| 6 | ማህተም ክቢ ፍላሽ | ቁፅሪ | 01 | ||
| 7 | ባነር | ካ/ሜ | 01 | ||
| 8 | ትካል መፋለጢ ብሮሸር ብ A4 Size 150 ግራም ኣርት ፔፐር | ቁፅሪ | 01 | ||
| 9 | ትካል መፋለጢ ብሮሸር ብ A/4 Sze 150 ግራም ኣርት ፔፐር | ቁፅሪ | 01 | ||
| 10 | ናይ ደቒ ተባዕትዮ ካራባታ ትካል ኣርማ ዘለዎ | ቁፅሪ | 01 | ||
| 11 | ናይ ደቒ ኣንስትዮ ስካፕ (ከም ካራባታ ዓይነት) ትካል ኣርማ ዘለዎ ብሳምፕል | ቁፅሪ | 01 | ||
| 12 | ሓላፍነት ዝገልፅ ኣብ ጠረጽዛ ዝቅመጥ ብማይካ (Table sine Standard) ሽም ብወረቐት ዝስራሕ(ብሳምፕል) | ቁፅሪ | 01 | ||
| 13 | ሰቲኬር ናይ ትካል መልእኸቲ | ሜ/ካሬ | 01 | ||
| 14 | ኣጀንዳ ናይ ትካል ሎጎን መልእኸትን ዘለዎ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 15 | ካላንደር ሕትመት ኣብ መንደቅ ዝልጠፍ | ሜ/ካሬ | 01 | ||
| 16 | ቆቢዕ ብርቱካንማ ሕብሪ ናይ ትካል ኣርማ ዘለዎ | ቁፅሪ | 01 | ||
| 17 | ሙሉእ ሸሚዝ ናይ ትካል ኣርማ ዘለዎ | ቁፅሪ | 01 | ||
| 18 | ናይ ዋርድያታት ባጅ ኣብ ክዳኖም ዝልጠፍ(ብሳምፕል) | ቁፅሪ | 01 | ||
| 19 | ናይ መስራታይ ኣክስዮን ሰርትፍኬት A4 250 ግ | ቁፅሪ | 01 | ||
| 20 | ናይ ጨንፈር ብማይካ (ምድረ ግዕዝ ማይክሮ ፋይናንስ) ምስ ኣርማ ናይ ትካል ዘለዎ(ብሳምፕል) | ቁፅሪ | 01 |
01. ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 150 (ሐደ ሚኢትን ሓምሳን) ብምኸፋል እናገዛእኹም ክትወስዱ ትኸእሉ
02. ኣብዚ ግልፂ ጨረታ እዚ ኣከራኸሪ ነገር እንትፍጠር ቤት ፅሕፈትና ማሕበር ኣክሰዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡
03. እዙይ ናይ ዋጋ ዝርዝር መግለፂ እዚ ካብ ዕለት 08/09/2025 ኣ.ፈ ሰዓት 2:30 ክሳብ ዕለት 18/09/2025 ኣ.ፈ ሰዓት 10:00 ኣብ ዝተፈቐደ ቦታ ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ዕለት 19/09/2025 ኣፈ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ይኸፈት
04. ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ዝትሳተፉ በቲ መስመር ዝወጸ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መቅረባይነት፣ መፍለዩ ከፋሊ ግብሪ(TIN)፣ ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይኖም ዝተመዝገብሉ ሰርቲፊኬት ወርሓዊ ቫት ዘእወጅሉ ኮፒ ከቅርቡ ዝኸእሉ ፡፡
05. ኣብዚ ግልፂ ጨረታ እዚ ካብ ዝተሓተተሉ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ክተቅርቡዎ ዘይትኽእልዎ ንብረት ምውድዳር ኣይፍቀድን ፡፡
06. ዘሸነፍኩምዎ ንብረት ፅሬት እክሳብ ዝረጋገፅ ፉሉይ ምልክት ብምግባር ብመፅንሒ ሰነድ ንናይ ትካልና ሰራሕተኛ ክተረክቡ ይግባእ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ዓይነት ንብረት ኩሎም ዘየማልእ እንተኾይኑ ምውድዳር ኣይፍቐድን፣
07. ሰዓራይ ዝፍለጥ ብሕድሕድ ዋጋ ዘይኮነስ ናይቲ ጠቅላላ ንብረት ድምር ዝተሓተ ዋጋ ይኸውን ፣
08. ኣብዚ ግልፂ ጨረታ እዚ ከጭበርብር ዝመኮረ ወይ ዘጉላእለኣ ብመምርሒ ዕደጋ ክንሕዞ ምዃንና ክንፍልጥ ንደሊ።
09. መኸበሪ ጨረታ 5% መኸበሪ ውዕሊ 10% ብጥረገንዘብ ኣብ ትካልና ከተትሕዙ ዝኸእሉ ብመሰረት ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ክተቅርቡ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ክትወዳድሩ ንዕድም፡፡
10. ኣድራሻና መቐለ ከባቢ ሮማናት ኣደባበይ መስመር ጅብሩ ጥቓ ህንፃ ኣረጋዊ ሃይሉ ሰ/ቁፅሪ 0926930566 /0914261428