ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኮንስትራክሽን /
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን ገፅ 20
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን BC/GC ኣብ ከተማ ነበለት ዝርከብ ንቢሮ ግልጋሎት ዝከዉን በዓል ክልተ ደብሪ ህንፃ ንክነስርሕ ስለዝደለና BC/GC -5ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ ክስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:200,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:500.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝርከብ ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ መቐለ ክ/ከ/ሓድነት ካሴች ኣስፋዉ ጥዕና ጣብያ ናይ ቲቢ ክፍሊታት ብብርኪ 9 ፈቃድ ደቐቕቲ ንንግዲ ትካላት ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጥቅምቲ 23, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:8,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስንኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ኮቦርታ ምሕፃብ 2 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ዕድጊት 3 ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክስርሕን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንወረዳ ዓድዋ ከተማ ዓድዋን ኣብያተ ፍርዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ገዛ ፣ ፅገና ማሽን ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ሕትመት ፣ ኤሌክተሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ቀወመቲ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓድዋ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ማሽነሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ኮረም ዝረከብ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባላን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2012 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቀበሌ 02 ዝረከብ ካባቢ ሓስዋ ክሳብ ኣቢብቶ ዝስራሕ ድሬንጅ ምስ ስላብ ከቨር ብመፍለይ ቁፅሪ cor /cw/dr/01/12 ብብርኪ 8 ፈቃድ ደቀቅቲን ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ማሕበርትን ወልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኮረም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትና ሸራሮ ዕደጋ ማእከል ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ሸራሮ ናይ ዕደጋ ማእከል ንምስራሕ እኩል በጀት ካብቲ ማሕበር ብምምዳብ ናይ ጉልበት ማሽነሪን ጠቅላላ ከጫርት ይደልይ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሞሞና 11 ሕ/ስ/ማሕበር ዓርሰ ሓገዝ መንበሪ ኣባይቲ ኣብ ሚዘር 70 ካሬ ብሎክ 296 ዝኮነ መንበሪ ገዛ ካፍቲ በፂሕዎ ዘሎ ደረጃ ቀፂልና ተኻናተርቲ ዓዲምና ብምዉድዳር ዝቐረየ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ከነሳልጥ ስለዝደለና በቲ ዝስዕብ ዝርዝር መመዘኒ መሰረት ክትወዳደሩ ትደልዩ መስፈርቱ እተማልኡ ኩሎክም ንክትወዳደሩ ብክብሪ እናዓደምና
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ መሰቦ ሲሚንቶ ፋብሪካ( MKF Project) ንዝለዎ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ሰለዝደሊ ንምስታፍ ድሌት ዘለኩም ደረጃ BC 4ተ ወይ GC 4ተ ልዕሊኡን ዝኮንኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:500,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ጽርሐ ኣርያም ቅዱስ ገብሪኤል ካቴድራል ናይ ቤተክርስቲያኑ መእተዊ ዋና በሪ ብ3ተ ኣንፈት ማለት ብደቡብ ፣ ብምብራቕ እና ሰሜን ኣንፈት ብሰብ ሙያ ኣወዳዲሩ ንክሰርሕ ወሲኑ ኣሎ ስለዚይ ብዉሳኒኡ መሠረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/12/2011 ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 02/13/2011 ናይ ምሸት ሰዓት 12፡30 ዞሎ ግዜ እትወዳደረሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ሰበካ ጉባኤ ቤት ፅሕፈት ብምእታዉ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ እናገለፅና ዕለት 02/12/2011 ልክዕ ሰዓት 1፡00 ናይ ንጉሆ ድማ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ጨረታ ይክፈት
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 12:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 12:31 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለሚያሰራዉ G+10 ህንፃ ግንባታ 1ኛ እና 2ተኛ ፎቅ ወለል የግራናይት ቅብ ስራ ኣጫርቶ ማሰራት ይፈልጋል
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
16
17
18
19
20
21
22
23
24
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (710)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(188)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(78)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3712)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (743)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(614)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2328)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (183)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(85)
ኦዲት ተዛማድኡን(96)
ሕርሻ (348)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1798)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(322)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(776)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(158)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(431)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1425)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1343)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (139)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (164)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(120)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1531)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(704)
ምግብን መስተን (375)
ኣቅርቦት ምግቢ (292)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1104)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1030)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (229)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (265)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(129)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (686)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(238)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (296)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(218)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(52)
ምስሊን ቀረፃን (18)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1459)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1142)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(310)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (610)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (892)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(428)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(436)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (70)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1034)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(931)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(78)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (427)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(27)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(331)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (329)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (523)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(216)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)