ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኮንስትራክሽን /
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን ገፅ 21
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ጽርሐ ኣርያም ቅዱስ ገብሪኤል ካቴድራል ናይ ቤተክርስቲያኑ መእተዊ ዋና በሪ ብ3ተ ኣንፈት ማለት ብደቡብ ፣ ብምብራቕ እና ሰሜን ኣንፈት ብሰብ ሙያ ኣወዳዲሩ ንክሰርሕ ወሲኑ ኣሎ ስለዚይ ብዉሳኒኡ መሠረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 13/12/2011 ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 24/12/2011 ናይ ምሸት ሰዓት 12፡00 ዞሎ ግዜ እትወዳደረሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ሰበካ ጉባኤ ቤት ፅሕፈት ብምእታዉ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ እናገለፅና ዕለት 25/12/2011 ልክዕ ሰዓት 12፡ ናይ ንጉሆ ድማ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ጨረታ ይክፈት
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 12:02 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ማደበርያ /ጭረት ፣ ሕክምና ኣቅሑት ፅገና፡ ዝፈረሰ መካበብያን ናይ ዉሽጢ ዋርድታት ፅገና ንምክያድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ የደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 27, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዝተፈላዩ ናይ ዓድግራት ሆስፒታል ግልጋሎት ዝህባ ዘለዋኦ ኣናእሽተይ መካይን ናይ ጋራጅ ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ናይ ሽንት ቤት ገንዳ /ስፕቲክ ታንክ/ ትመጥጥ መኪና ናይ መጥሓን በርበረን ጣፍን ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ /ነጋዶ ክዕድግ ከሰርሕ /ከፅግን /ይደሊ ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 27, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓዲግራት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ፅገና ተሽከርካሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀቱ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤለክትሪክ ፅገናን ናይ ሽንት ቤት ፅገናታትን አቅርቦት ማይን አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 22, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ምግጣምን ፅገናን/ ካልኦት ፅገና/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ሰቲት ሑመራ ኩለመዳይ ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ዩኔን ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ መረብኡ ከስርሖ ካብ ዝደሊ በዓል 3ተ ደብሪ ቤት ፅሕፈት ንሎሚ ዘበን ክሳብ 1 ደብሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 11, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሰቲት ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 11, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ትምህርቲ ስኒት ኣካዳሚ ንዘመነ ትምህርቲ 2012 ዓ/ም 2ተ መምሃሪ ክፍልታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሃንፅ ስለዝደለየ በቲ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ከፈልቲ ግብሪ ዝኮንኩምን ን2ተ ክፍልታት መስርሒ ዋጋ ዝርዝር ዝሓ ሰነድ ሒዝኩም ካ ዕለት 18/10/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/10/2011ዓ/ም ኣብ ቤት ትምህርቲ ስኒት ኣካዳሚ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ፋይናንስን ንከትእትው ነፍልጥ፡፡፣
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 08:01 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣ መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት ህንፃ ዲዛይንንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንማሕበራት ደኣንት ንኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣብዞም ቀፂሎም ዘለው ከባብታት ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ብብረታ ብረት ዕንፀይትን ስራሕቲ /Metal and Wood work/ ተዋፊርና ንርከብ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድለየና ኣብ ብሎክ -17- ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ስለንደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተማልኡ ካብ ደረጃ 10 ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 13, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 13, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድልየና ኣብ ብሎክ 12 ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ንደሊ ነዛም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማልኡ ካብ ደረጃ 10 ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ብክበሪ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 20, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 23, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 23, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓዲሓቂ ናይ 2011ዓ/ም ናይቲ ክ/ከተማ ድምር ስራሕቲ ድምር ስራሕቲ ሓፁር ምትካልን ትክሊ ምትካል ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
17
18
19
20
21
22
23
24
25
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (710)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(188)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(78)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3712)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (743)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(614)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2328)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (183)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(85)
ኦዲት ተዛማድኡን(96)
ሕርሻ (348)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1798)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(322)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(776)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(158)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(431)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1425)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1343)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (139)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (164)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(120)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1531)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(704)
ምግብን መስተን (375)
ኣቅርቦት ምግቢ (292)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1104)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1030)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (229)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (265)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(129)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (686)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(238)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (296)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(218)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(52)
ምስሊን ቀረፃን (18)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1459)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1142)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(310)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (610)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (892)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(428)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(436)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (70)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1034)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(931)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(78)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (427)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(27)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(331)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (329)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (523)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(216)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)