ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰን ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ዘለኩም፣

2 ናይ ዘመን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለኩም፤

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ VAT ዝተመዝገበን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ድክለረሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለሊ ቁፅሪ ዝተመዝገበኩምሉ ቲን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ ትክእሉ፤ ናይ ስራሕ ተካናታራይነት ዝተወሃቦ ምዝገባ ካርድ ዘሎዎ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21/07/2012ዓ/ም ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ክዕድጉ ይክእሉ

6  እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 21/07/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 210 ይክፈት ::

7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 87 75 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል፤