ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓለፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይትካልና ሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕለ ክልተ ኣዉተብሳት ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብ ስራሕ ዝተወፈኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 14, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ ስለዚ ን2018 ዓ/ምን ንመፃኢ 2 ተካታተሊ ዓመት ኦዲት ክገብር ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

Expertise France has launched an international call for bids for the supply of medical equipment for Adwa General Hospital in the Tigray region and Abala Primary Hospital in the Afar region. Save Print

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Monday 27th, July 2026 12:00 pm ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Wednesday 26th, August 2026 12:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Wednesday 26th of August 2026 12:30 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Laboratory Equipments/ Pharmaceutical Products/Medicines/

የኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ይዞታዎችና ንብረቶች ባሉበት ሁኔታ በግልጽ ሐራጅ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ ሐምሌ 20, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሐሴ 26, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሐሴ 26, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ትግራይ ናይ 2019 ዓ.ም በጀት ንናይ ቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ምሕታም መቓልሕ ጋዜጣ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 5, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 16,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ናብ ደብረዳሞ ንስራሕ ንምኻድ መጎዓዝያ ትኸውን 05 ሰብ ትሕዝ 1 ሃርድቶፕ መኪና ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

... መለዋወጢ( ናይ መኪና ጎማ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 3:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 22, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ስፔር ፓርት( ናይ መኪና ንብረት) ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/