ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ንቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ ናይ ሕትመት መሳርሒ ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም ግልፂ ጨረታ ምድብ 001/002/2018 ሃለቒ ናይ መሳርሒ ሕትመት ከካይድ ስለ ዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 7, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 7, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝ ደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 30, 2018 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 30, 2018 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክሰ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝ ደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 30, 2018 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 30, 2018 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ Crops Items(ጥረምረ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 30, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 1, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ማሕበር ኣክሲዮን ኢንስቲትዩት ኒው ሚለንየም ብናይ ደገ ኣማኸርቲ ማሃንዲሳት ናይ ፐርፎርማንስ ኦዲት /Performance Audit ኣግቢሩ ሪፓርትን ካልኦት አድለይቲ ዝባሃሉ ሰነዳትን መይላታትን ተጠቒሙ ተወሰኽቲ ናይ ምርመራ /ኢንቨስትገቲቨ/ ከግብር ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 8, 2018 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 8, 2018 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኦዲት ተዛማድኡን/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

SNV Netherlands Development Organisation would like to re-float a tender for interested eligible & competitive bidder for the purchase of Grafted Mango and Red lady papaya Seedlings

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 06th, May 2026 12:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 13th, May 2026 5:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Agricultural Services/

ትካልና ሸባ ሌዘር ኢንዳስትሪ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ውልቀ ሃፍቱ ዝኾነ ኣብ መቐለ ሰሜን ክ/ከተማ ፍሉይ ሽሙ ላጪ ጥቓ ቲሹ ካልቸር ዝርከብ ሓደ ዓብይ መጋዝንን ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ 6ተ ክፍልታትን ዝሓዘ 1500 ካ.ሜ ስፍሓት ቦታ ብዘለዎ ኩነታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 6, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 6, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ካብ ease project ብዝተረከበ በጀት ን2018 ዓም አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ቢሮን : መሳርሒ ህንፃን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ከጫርት ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 11, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 11, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 20000 ቅርሺ:ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 20000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮን 20000 ቅርሺ : መሳርሒ ህንፃን 20000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2018 ዓም ኣብቲ ወረዳ ዝረከበ ዘገልገላ ተሽከርከርቲ : መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላትን ዉልቀ ሳባትን ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 11, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 11, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 80,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

The Norwegian Refugee Council (NRC) Ethiopia invites bids for the supply of stationery to Shire town in the Tigray region.

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 04th, May 2026 12:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Monday 11th, May 2026 4:30 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Stationery Supplies/