ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሮጊድ ዕንጨይቲ ፣ ናይ ቀጢን ዕንጨይቲ ፣ ናይ ቦጥ ማይ ፣ ናይ አስቤዛ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ስለዝደለየት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 7, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 9, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 9, 2018 04:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ኣቅሓ ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕዳጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 12, 2018 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 12, 2018 03:35 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ድርጅትና መትክልና ኢንዳስትሪ ኣክስዮን ማሕበር ናይ ደገ ኦዲተራት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኣወዳዲሩ ናይ ውሽጡ ሒሳብ ኦዲት ከግብር ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 7, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 14, 2018 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 14, 2018 11:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ኣብ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ባላን ካልኦት አእዋምን ብብረት ወይም CHS (Circular Hallow Section -GI pipe) ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ብዝሓዞ መደብ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 7, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 12, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 12, 2018 04:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 200,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

የመቐለ ከተማ ከፍተኛ ፍርድ ቤት ስፋቱ 325 ካ/ሜ የሆነ ቦታና ቤት በመነሻ ዋጋ 7,000.000.00 (ሰባት ሚሊዮን ብር) በጨረታ እንዲሸጥ ኣዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ መጋቢት 7, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 7, 2018 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 7, 2018 06:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 25%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

Salesian of Don Bosco Ethiopia With financial assistance from ADA (Austrian Development Agency) via Jugend Eine Welt is pleased to invite qualified suppliers for the supply of items for bread bakery and supply of bread for school meal in Mekelle Adwa and Shire In three lots.ም ድማ ናይ ሻት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ። _ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ሻት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ። _ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ፡፡ _ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክምፅእ ኣለዎ ፡፡ _ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 07/07/2018-09/07/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 6:30 እዩ ። _ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት09/07/2018 ሰዓት 8:30 ይኸዉን ። _ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ ዐ342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል። ምስ ሰላምታ

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 16th, March 2026 12:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Monday 30th, March 2026 4:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 30th of March 2026 4:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Electrical Equipment & Accessories/ Electro-Mechanical Products and Services/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቕሓ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 7, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 9, 2018 06:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 9, 2018 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ሰክተራት ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 7, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 9, 2018 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 10, 2018 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ሰሜን ክፍለ ከተማ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርቲ ኣቁሑት ካብዚ ➢ ዝተዘርዘሩ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 7, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 9, 2018 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 10, 2018 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/