...ን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ሊዝ ጨረታ መሬት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2018 (7 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (6 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ሰርቪስ ግልጋሎት ትውዕል ሚኒባስ መኪና - በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዝካረ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 16, 2018 (19 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 27, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ንከይዲ ስራሕ ምክልኻል ስግኣት ሓደጋን ድልውነትን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 23, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሰራሕቲ ብፓኬጅ BC/GC 5 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎ ስራሕ ተኮናተርቲ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ን2018ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፋላለዩ ከ/ስራሕቲ / ቤት መዘጋጃ ዝኸውን ናይ ሞተር ይክል ዕገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

አብ ዋና ቤት መጋጃ ከተማ መቐለ : ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት - ከይዲ ስራሕ ምዝገባን ካዳስተርንቅየሳን መሬት ኣብ ክ/ ከተማ ዓዲ ሓቅን /70 ካሬ ስራሕ ንምስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓደ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ንቤት መዛገጃ ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መላወጢ አቁሑት ዕድጊት ንምፍፃም ን2018 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይ ማካይን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: በቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ን2018ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፋላለዩ ከ/ስራሕቲ / ቤት መዘጋጃ ዝኸውን ናይ ሞተር ይክል ዕገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 19, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ናይ 2018ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ከ/ስራሕ ድዛይንን ህንፀትን ቤት መዘጋጃ ዝኸውን ናይ መኪና መሳጢ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 19, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/