ቁፅሪ 2 /2/ት/ባ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር-22
ዕለት 22/10/2018ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ንከይዲ ስራሕ ምክልኻል ስግኣት ሓደጋን ድልውነትን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብርት | ዝርዝር መግለፂ/ | መዓቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብረሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Disc assy clutch | 31250-ok205 | Pcs | 01 | |||
| 2 | Clutch cover | 31210-ok040 | Pcs | 01 | |||
| 3 | Release bearing | 31230-71011 | Pcs | 01 | |||
| 4 | Cable brake | 46410-ok041 | Pcs | 01 | |||
| 5 | Cable brake | 46420-ok041 | Pcs | 01 | |||
| 6 | Cable brake | 46430-ok041 | Pcs | 01 | |||
| 7 | Reserver tank | 16470-01011 | Pcs | 01 | |||
| 8 | Buttry 70A | ORGINAL | PCS | 01 |
ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2018ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውን ቲን (Tin Number) ን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡
3. ተወዳደርቲ እት ረትሉ መምለኢ ዋጋ ብቢሮና ብዝተዋሃበኩም ቅጥዒ መሊእኹም ከቕርቡ ይክእሉ።
4. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/10/2018ዓ/ም ክሳብ ዕለት24/10/2018ዓ/ም ሰዓት10:00ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይካኣል።
5. እዚፕሮፎርማ ዕለት 24/10/2018ዓ/ም ሰዓት 10:30 አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዕደጋን ፋይናንስን ይኸፈት፡፡
6. አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀባልነት የብሉን
7. ተወዳደርቲ መሊኦም ዘቕረብዎ ፕሮፎርማ ብመምርሒ ዕደጋ ቁፅሪ 5/2016 መሰረት ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
8. አድራሻና አብ ጎኒ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤትመዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት3ይፎቅ እዩ
9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።