ሃገር ለከ ፕሮግራም ቐረብ ኤሌከትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ምስሶ ንምጎዓዝ ናይ መጎዓዝያ ግእዚት ክፍፅም የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2010 2:59 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም መስመር ማይን መገጣጠምቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ከምእዉን ንዉሽጣ ዉሽጢ መንገዲ ዝተዳለወ ሓመድ ከጎዓዕዝ ከበትንን ብማይ ከደግድግን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2010 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 13, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

መቐለ ምርኣይ ዝተስኣኖም ቤት ትምህርቲ 2010 ዓም ናይ ተምሃሮን ክዳን ብጨረታ ኣጫሪትና ክገዝእ ስለዝደለና ነዛም ዝስዕቡ ተማሉኡ ወይም ትካል ክትጫረቱ ትክእሉ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2010 7:59 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 13, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንከተማ ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክተሪክ ማለት እዉን : ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ ብሬከር ኬብልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ንዝሐለፎ ዴስክ ወንበር ስብርባር: ላፕቶፕ : ሰርናይ : ፕሪንተር: ኮምፒተር : ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ካለኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንሽየጥ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 13, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ናይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ አቁሑት ብግልፂ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ሕትመትን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሬት : ስቴሽነሪ : ናይ መኪና ኣቅሑ : ኤሌክትሮኒክስ : ደንቢ ክዳን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 14, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/