ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳሴላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮን ወናብርን : ሞተር ሳይክል: ሳይክል :መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት: ጎማን መኪናን መመላክዒ መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 29, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና እስፔር ፓርት ኣቑሑት ክትዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ: ጎማ መኪናን: ናይ ሞተር ጎማን እስፔርን ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 5, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ፕላኔት ሆቴል ናብ ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ብቦጥ ንምምፃእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ዲኮር ኮንፈርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገለ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገለ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩሉ መዳይ ሕብረት ስርክና ዩንየን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ንምጥን ማዳበሪያ ግልጋሎት ዝዉዕል መክዝን ኣብ መቐለ ንምስራሕ ንደረጃ BC-5 ን GC-5 ልዕሊኡን ናይ ህንፃ ጠቅላላ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ናይ ማተሪያል ጉልበትን ማሸነሪ ጠቅላላ ዘካተተ ብግልፂ ኣጫረቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 150,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ መላእ ትግራይ ንዝርከብ ላይብረሪታት ዝከዉን ዝተፈላለዩ ዓይነታት መፃሕፈቲ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን ደደቢት ትፈልም ዝተፋላለዮ መሳርሕታት ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀትን ፅገናን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ስሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳር ካብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ከፅዕን ይደሊ