ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 27, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 27, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 11, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 11, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ አቁሑት መለዋወጢ መኪና :አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ዘርኢ አግራብ: መሳርሕታት ፅሕፈትን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 24, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መቀያየሪ አቁሑ መኪናን :ስራሕቲ ፈርኒቸር :ስራሕቲ ሕትመት :ሲሚንቶ ካብ መቀለ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ናብ ወረዳ መረብ ለከ ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ዘጋዕዝን ንናይ መንገዲ ስራሕቲ ዝዉዕል ሙሩፅ ሓመድ ንምፍራይ ዶዘር ወይ ኤክስካቫተር ዘለዎም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 23, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መረብ ለኸ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ማለት ብርጅስቶን ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 23, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን ደደቢት ትፈልም ናይ ዝተፈላለዩ ስተሽነሪታት ቀለማትን ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ንገልፅ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 23, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 1, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 1, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሳይንስ ኪት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 21, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 28, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 28, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ንሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ አገልግሎት ዝዉዕል መራብሒ ወረቐት ሜሽን ብመልክዕ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 21, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ መሳርሕታት ህንፃ :ባህርዛፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 21, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 29, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይ ፀብሪ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 29, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/