ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ ማይን ፈሳሲን ከተማ መቀለ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘገልገሉ አረጊት ንብረት ማለት እዉን መካይን ሞተራት ጀኔተራት ብመሸጣ ከወግድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ስምረት ኩለመዳይ ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐስ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣብ ቀፅሪ ገቢ ጋራጅ አትርከብ ዝተፈላስቦ ኣካላታ ዝተጋደስ ሲኖትራክ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸይፕ ስስዝደሊ ግልፂ ጨረታ ኣውፂኡ ኣሎ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 42,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/

ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማህበር ዘገልገላ 11 (ዓሰርተ ሓድ) ኣናእሽቲ ተሽከርከርቲ ብዘለዎኦ ኩነታትን ኣብ ታሕቲ ሰደቓ ብዝተቐመጠለን ዝርዝር ዋጋ መሰረት ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 12, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 26, 2017 11:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ሓራጅ/ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ትሕት ኢሎም ዝተዘረዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገላ መኻይን ኣዋዳዲሩ ክሸይጥ ሰለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቦኽራ ዩኔን ሓ/ዝተ/ኩ/መ/ሕ/ስ/ማሕበር ንብረት ዝኾነ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገላ ተሽከርከርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተጫረቲ በቲ ኣብ ዝርዝር ዝወፀ ሰነድ ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘላዉ ዘገልገለ ኣቑሑት ኣብ 2016 ዓ/ም ንደቀቐቲን ኣናእሽቶይን ማሕበራት ፣ሕጋውያን ነጋዶን ኻልኦት ሕ/ሰብን ኣጫሪቱ ክሰይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2016 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2016 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ኢንተርፐራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዘገልገሉ ማሽናት : ተሽከርክርቲን : ካልኦት መሳርሒታት ንምዉጋድ ስለ ዝተደለየ ናይ መወገዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣበዚ ምዉጋድ ንብረት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2016 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 150,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ወርዒ ናይ ዘገልግሉ ንብረታት ተሽከርክርትን መሸጢ ሕ/ሽ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት መካይን መሽነሪታትን ሞተርሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ንምሻጥ ኣቅሪቡ አሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2016 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2016 10:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 400,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ሓራጅ/ መኪና/ማሺን ምሻጥ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ አፅቢ ዘገልገላ ጀነሬተራት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

መንጎ ብዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክትዕ ጉዳይ አብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ብሽም ኣፈ/ተኸሳሲ፦ቨሎሲቲ ኣፓራልዝ ካምፓንስ ኣብ ናይ ተከሳሲ ትካል ተመዝጊበን ዝርከባ በዝሒ 3ተ መካይን ተረኸብኩም ንክትጫረቱ ክ/ከተማ ዓይደር ቤት ፍርዲ አዚዙ አሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2016 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2016 06:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/