...ፊኖ ዝተሰርሐ ዳቦ 100 ግራም ምካኑን ብናይ ባዐሉ ሚዛን ኣብ ፖሊስ ጣብያ እናመዘነ ወይድማ እናረጋገፀ ከቅርብ ዝክእል ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 6, 2018 (ቅድሚ ሓደ መዓልቲ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (16 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

... ብጨረታ አወዳዲሩ ክሳብ 30 ሰነ 2019 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር ክግልገለ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 26, 2018 (12 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (2 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዘስረሖ ሓዱሽ ካፍቴርያ ብፕሮፎርማ ብምጭራት ኣብ ግልጋሎት ንክዉዕል ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 23, 2018 (15 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 26, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 26, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ዉቅሮ ማእከል ቤት ህንፀት ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ማሕበራት በዓል ዋና ሆቴልን ቤት ቁርስን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 13, 2018 (25 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 27, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ውቅሮ ማእኸል ህንፀት ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣስሩ ክምግብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ወይ ማሕበራት ብሆቴል፣ሬስቶራንትን ቑርሲ ቤትን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታኣወዱሩ ከህብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2018 (27 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 27, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓም ንተሃነፅቲ ሕጊ ምግቢ ዝዉዕል ኣብ ዝህነፅሉ ቦታ እናቀረቡ ንዝምግቡ ሕጋዊያን ነጋዶን ብሕጋዊነት ዝተመዝገቡ ማሕበራትን አጫሪቱ ዉዕሊ ኣሲሩ ከመግብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

መቐለ ቤት ህንፀት ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ን2019 ዓ/ም ምስ ክምግብ ዝኸእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ፖም ጎልድ ፍሩትስ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ንስታፍ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝህብ ካፊቴሪያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ንመካይን ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል ምግቢ ኣቅርቦትን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል አደራሽ ክራይ ምስ መስተንግዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 7, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/