ቅድስቲ ማሪያም ሆስፒታል ኣክሱም ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ መካይንን ዓበይቲ ጀነሬተራትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ንናይ ሓለዋ ሰራሕተኛታት ናይ ማይ መከላከሊ /ሬይን ኮት/፣ ካፖርትን ኮቦርታን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዕ/መሳርሒ አቁሑትን ናይ ፈርንቸር ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሓውዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ዝተፈላለዩ ሓፂንመፂንን ናይ ማይ ትቦታትን ኣቕሑት ብሓራጅ ከጫርት ስለ ዝደለየ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ Electronics Materials ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ዝተፈላለዮ መኪና ስፔርን መለዋወጢ ኣቁሕትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከወግድ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ እንስሳ ቀለብ መጥሓኒን መቀነባበሪ ማሽን ማለት እዉን ፊድሚል ኢንድ ፊድ ሚክሰር ማሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ዝዉገድ ንብረት ብጨረታ አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

Yiha Real Estate Plc. invites eligible contractors for Glazing Maintenance Works of its Commercial Center Building in Mekelle.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/ መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት/

በትግራይ ክልል ግብርናና ተፈጥሮ ሃብት ቢሮ በ ኣይርሽ አይድ በሚደገፍ ፕሮጀክት የተዋደደ / ክሊማ ተኮር የንሮ መሻሽያ ፕሮግራም (Integrated climate smart livelihood Improvement program in Tigray(CSLIP) ማስተባበሪያ ዩኒት ስር ላሉ (በታቀፉ) ወረዳዎች ምርጥ ዘር ተጠቃሚ ኣርሶ ኣደሮች አገልግሎት የሚውሉ ጥራቱን የጠበቀ ምርጥ ዘር ከዚህ ደብዳቤ ጋር አባሪ በተደረገው ሠንጠረዥ ውስጥ የተጠቀሱት ዕቃዎች መግዛት ስለሚፈልግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2018 3:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/