ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርን እንዳባፃሕማ ንዘፈር ቁጠባ ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕላ ናይ ስጋን እንቁላሊሕን ደርሁ ማለት እዉን ድዋል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ክልል ትግራይ ሎት ሐደ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ናይ ቢሮ መገልገሊ ኣቅሑት ማለት እዉን ኦፊስ ፈርንቸር ሎት ክልተ ዘማናዊ ቆፈን ናይ ማዕር መገልገሊ ናዉቲን ሎት ሰለሰተ ናይ እንስሳት መድሓኒት መገልገሊ ናዉትን ሎት ኣርባዕተ ዘርኢ ቀለብ እንስሳ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2018 3:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር እዞም ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቑሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ማሕበረሰብን ግልጋሎት ዝዉዕል ጨርቃጨርቅን ናይ ምግቢ ተንከፍን ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 30/06/2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ን2018 በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ቃል ኪዳን ሰቆጣ ፕሮጀክት በጀት ደርሁት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ን ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ሳኒተሪ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ፣ ዓዲግራት፣ ማይጨዉን አክሱምን ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓበይቲ ምግቢ ክትዕድግ ስለዝደለየት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ France embassy ብምትሕብባር at Negash construction ተጀሚሩ ዝጸነሐ labor, technical expertise, supervision and work man ship ኣወዳዲራ ክተስርሕ ስለዝድለየት ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/