ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ፍሉይ ከባቢ ኣይናለም ንመሰት ዝዉዕል ጉድጎድ ማይ ከኮዕት ስለዝደለየ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋደ ክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አብ ከተማ አብ ዉሽጢ ጣብያ ፖሊ ንዝስራሕ ኮዕቲ ማይ አብ ዘፍር ብዝነጥፉ ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከኮዕት ስለዝደሊ በዚ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 8, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ዉቕሮ ቅድስት ማርያም ኮለጅ ንልምዓት ፕሮግራም ዝውዕል ናይ ብሶላር ዝሰርሕ ማይ ኳዕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 60,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ን2018 ዓም በጀት ዓምት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ፋይናንስን ምምሕዳርን ወረዳ ሰብዓ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይን ናይ ዝረገሐን መስመር ማይ ስራሕቲን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ማይ ስራሕቲ ሞያዊ ዝረገሐ መስመራት ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/