ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርን እንዳባፃሕማ

1 ናይ 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ዝተዉሃቦም ዝተሐደሰ ደቀቅቲን ኣናሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ዋናን ምስስክር ወረቀት ምዝገባ ንግዲ ምስክር ወረቀትን በቲ ዘረፊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ስራሕ በቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀትን ማለት እዉን ስራሕ ተኮናታራይነትን ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከይኣጉደሉ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ብማይ ዘፈር ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ብዉዳበን ዉልቀ ዳኣንትን ብርኪ 11 ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ክኩኑ አለዎም

3 ንኮዕቲ ዘድለዩም መሳርሒታት ማለት እዉን ድረሊንግ ማሽን ትራንሰፖርሽን ትራክ ኮር ኣይሱዚ ኤንድ ፒካፕ ዘለኩም ኣብ ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ሌበሬ ከተታሕሕዞ ወይ ብክራይ ዝቀርብ ስምምዕነት ክራይ ዘለዎም

4 ንናይ ኮትን ገጠማን ስራሕቲ ዘድልዩ ሰብ ሞያ ሕብረተሰብ ዘለዎም ብመረዳታ ዘቅረቡ

5 ወይድማ ዲሊረል ኣሲስታንስ : ዲሊረል ሃይድሮጂኦሎጂ : ኤሌክትሪሻን ኤሌክተሮመካኒካል ከቅረቡ ዝክእሉ

6 መከበሪ ጨረታ 20000 ቅርሺ ብጥር ገንዝብ ወይ ብኢትዩጰያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባነኪታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዘረጋገፆ ቼክ ማለት እዉን ስፒኦ ናብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ክፍሊ ስራሕ ዕድጋን ንብረት ምምሕዳር ብዝብል ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ዘስርሕዎ ቼክ ወይ እዉን ስፒኦ አብ ከተማና ዝርከቡ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይ ዝተፈቀደሎም ፋይናንሳዊ ትካላት ዝተሰረሐ ክክዉን አለዎ

8 ተጫረቲ እቲ ጨረታ ሰነድ ብዉነ ተረዲኦም ዋጋ ብምምላእ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ፊርሞምን ማህተሞምን ብምዕራፍ እቲ ጨረታ ሰነድ ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ እንተኣጎደሉ ከቅርቡ አለዎም

9 አብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማሀተምን ዘይገበረ ካብ ጨረታ ይስረዝ

10 ኣብ ዋና ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ፊርማ ዘይተገበረሉ ካብ ጨረታ ይስረዝ

11 ብርኪ ትካል ዋና ምስክር ወረቀት ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ በቅዓት መረጋገፂን ማለት እዉን ሰራሕ ተኮናተራይነት ከፋላይ ግብሪ መለለይ ምስክር ወረቀት ሐርበኛ ምካኑ ዝገልፅ ምስክር ወረቀት መቅረባይነይት ምስክር ወረቀት ቫት ማለት እዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይወ ወርሒ ጥሪ ናይ ቫት ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ኣብ ክልት ዝተፈላለየ ፖስታ ብምዕሻግ ሰለስቲአም ፖስታታት መሊሶም ኣብ ካልእ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ኣድራሻ ናይ ባዕሎም ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክትን ኣብ ልዕል እቲ ፖስታ ብዝረአ ፅሑፍ ምፅሓፋ የድሊ

12 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብናይ ባዐሉ ዘፈር ካብ ዕለት 25/7/2018 ዓም ጀሚሮም ክሳብ 15/8/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርን እንዳባፃሕማ ክፍሊ 05 ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

13 ጨረታ ዕለት 15/8/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 15/8/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ክፍሊ ቁፅሪ 05 ይክፈት

14 ኣብ እዋነ ምክፋት ጨረታ ኣብ ሳንዱቅ ዘይተረከበ ዝከነ ይኩን መረዳእታ ደኩምንት ወይድማ ድሕሪ ጨረታ ሳንዱቅ ምዕፀዉ ዝመፅእ ተቀባልነት የብሉን

15 ጨረታ ምስተከፈተ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 30 ተከታታሊ መዓልቲ ይከዉን

16 ጨረታ ሰዓሪ ምካኑ ምስተፈለጠ ድሕሪ ናይ ቅሬታ መዓልቲ አብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ናየ ዘሸነፍዎ ፕሮጀክት ዋጋ 2 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ብጥር ገንዝብ ወይ ብኢትዩጰያ ቤሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይድማ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝዉሃበ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካል ብዘረጋገፆ ቼክ ወይ ስፒአ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ አለዎ

17 ተጫረቲ ተጫረቲም ናይ ዘሸነፍዎ ፕረጀከት ሳይት ካብ ዝተረክበሉ ዕለት ጀሚሪ ኣብ ዉሽጢ 50 ተከታታሊ መዓልቲ መሉእ ንመሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

20 ቤት ፅሕፈትና ነዚ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሐሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0920253918 0920283446