ዩናይትድ ስቲልና ሜታል ኢንዳስትሪ ኃ.የተ.የግ ማህበር ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ናይ ፋብሪካ ተረፍ ምህርትታት Slitting Wastage and Coil Cover Materials ካልኦት ተረፍ ምህርቲ ሓፂን መፂንን በጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2018 (19 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኸንያት ፅበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2018 (19 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 6, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ትካልና ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታትን እስክራፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 (26 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20,000.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታትን እስክራፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 (26 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20,000.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ መቐለ ዋና ቢሮን ጋራዥን ኣብ መኽዝኑ ዝርከብ ኣብ ታሕቲ ኣብ ተ.ቁፅሪ 6 ዝተገለፀ ዓይነትን በዝሕን ዘለዎ PVC Casing 6" × 3mን Steel Casing 6" × 6m Blindን Screenን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 (26 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ መቐለ ዋና ቢሮን ጋራዝን ኣብ መክዝኑ ዝርከብ ኣብ ታሕቲ አብ ቁፅሪ ሽድሽተ ዝተገለፀ ዓይነትን በዝሕን ዘለዎ ፒቪሲ ኬዚንግ 6 x 3merter : ስቲል ኬዚንግ 6 x 6meter :ብለንድን ስክሪንን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 (27 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ሎት ሐደ ማለት ፒቪሲ ኬዚንግ :ብለንድን ስክሪንን 6X 5 ሜትሮ ንዉሓት 1,000,000.00 ብር ሎት ክልተ ስቲል ኬዚንግ :ብለንድን ስክሪን 6X 6 ሜትሮ ንዉሓት 100000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ዘገልገለ ዝዉገድ ንብረት ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዓዲግራት ኣብ ዉሽጡ ዝረከብ ዘገልገሉ ወይድማ ዝዉገዱ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 10, 2018 (30 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነታት እስክራፕ ማለት እዉን 250 ሓባ በርሚል: :230 ሐባ ጣዉላ ማዕፆ :200 ሐባ ጀሪካን :124 ሐባ ናይ መኪና ባትሪ :330 ሐባ ናይ አናሽተይ መኪና ጎማ :151 ሐባ ናይ ዓበይቲ መኪና ጎማ :938 ሓባ ናይ ማን ትራክ ጎማ ንዓማዊል ግልፂ ጨረታ ብምወፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፋቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/