...ብረታት ኤሌክትሮኒክስ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ናይ ቢሮ ኣቁሑትን ብሓራጅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2019 (3 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (3 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

...ዩ ማሽነሪታትን ተሽከርከርትን፣ ስክራፕ ብኪሎግራም ዝሽየጡ፣ ካልኦት ዝገልገሉ ንብረታትን—ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ምልክታ ጨረታ አውፅኡ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ፤ ምዕደጊ ሰነድ ጨረታ ክሳብ 7 መስከረም 2019 ዓ.ም.፣ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 8 መስከረም 2019 ዓ.ም. ልክዕ ሰዓት 4:00 ተባሂሉ ዝነበረ ቀሪኡ፣ መዓልቲ ስለዝተናወሐ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2019 (3 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (4 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2019 4:05 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ናይ ሆቴልና ኣብርሃ ካስትል ቐፅሪ ዝርከብ ሳዕሪ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 10, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ዝርከብ ሳዕሪ ንምግቢ እንስሳ ዝውዕል ኣጫሪዩ ክሸጦ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ የተወሰነ የግል ማህበር – ቤት ጽሕፈት ኣብላጭ፡ ከተማ መቐለ ኣብ እተፈላለዩ ፕሮጀክትታት (ከም ካልኦት፣ ፕሮጀክት መሃበን ወዘተ) ዝተኣከቡ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝሃቡ ንብረታት፡ ከም ናይ መኪና ባትሪ፣ ጐማ፣ ቆርቆሮ፣ ሕጻን፣ ዕጨይትን ካልኦት ዘገልግሎት ንብረታትን ብግልጺ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2018 (13 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ መቐለ ቤተ መንግስቲ (ግቢ) ውሽጢ በቒሉ ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2018 (14 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2019 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ትካልና እዞም ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፀ ኣብ ግልጋሎት ዘይዋዓለ ምንፃፍ ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ድልየት ዘለኩም ክትረቱ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 20, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 20, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ኣቢጃ ትሬዲንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝዉገድ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 11, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ስራሕቲ ንግዲ ጉና ሓ/ዝተ/ ው/ማሕበር ካብ ኣልመዳ ጨርቃ ጨርቅ ፋብሪካ ዝተዓደጉ ኣብ መጋዘን ዝተቐመጡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣጭርቕቲ ወይ ኣልባሳት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 10, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ናይ ጋርመንት ናይ ሕትመትን ማይ ጎልፎ መስርሒ ማሽነሪታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/