ቓላሚኖ ፉሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ብግለፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ህንፃ መሳርሒ/ ምግብን መስተን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሕትመት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ዘሐለፎ ንህቢ ሽምዒ: ባዶተረሽዋ : ባዶ ካሻ: ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ሐፂንን : ጎማ ሞተር ሳይክልን ካእልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲረና ክንሸይጥ ንደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ : መኪና ዶኬሬሽን ኤሌክትሮኒክስ ፅገና : ሞተር ሳይክል ፅገና : ናይ ማይ ሞተር : ሞተር ሳይክል: ጆፒኤስ : ኩሓ ግሪነሪ ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ/ ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል / ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ ኣብ 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ህ /መሳረሒ ድማ ን 2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደረቲ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሕትመት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2007 ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅሬት መሳርሒ : ኤሌክትሪክ መሳርሒ : ናይ መኪና ጎማን ባትርን ደንቢ ክዳንን ብክልተ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሐመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንአባላት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናዉቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ናይ ሕክምና ኣቁሑት/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማይ አቁሑትን መሳርሕን ቆፀርትን : ሞተር ሳይክልን : ሳይከልን ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋለት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሕት , ናይ ኤሌክትሪክ ሲቲ ኣቁሑትን , ናይ መኪና ስፔርን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስልዝደለየን ካብ ብረታ ብረት ዝተሰርሐ ሓሳብ መዉሃቢ ሳፁን ክስርሕ ስለ ዝደለየን አብ 2007 በጅት ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፕን አብ ዝብላሸወሉ እ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/