ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማይ አቁሑትን መሳርሕን ቆፀርትን : ሞተር ሳይክልን : ሳይከልን ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋለት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሕት , ናይ ኤሌክትሪክ ሲቲ ኣቁሑትን , ናይ መኪና ስፔርን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስልዝደለየን ካብ ብረታ ብረት ዝተሰርሐ ሓሳብ መዉሃቢ ሳፁን ክስርሕ ስለ ዝደለየን አብ 2007 በጅት ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፕን አብ ዝብላሸወሉ እ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ /ፃ /እምባ በዝሒ 150 ሐበራዊ ዒላን ናይ መኪና እስፔርታርትን መቐያየርን ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕን ክዕድግን ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእከል ምርምር ሕርሻ ማይ ፀብሪ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሕት ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሓታት ብምምላእ ተዳሐሒዙ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰንድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ናይ ሕክምና ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን ህንፃን መሳርሒ , ናይ ፅሬት ኣቐሑት , ኤሌክትሮኒክስን , ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ህንፃ መሳርሒ/ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት ን2007 ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መካይን መለዋወጢን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማ /ብሪጅስቶን/ 7.50R16Lt ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክል ጉልበት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛን ዪኒሴፍን በጀት ን2007 ዓም ዝተመደበልና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር , ፅሕፈት መሳርሒ , ፅርየት ኣቑሑ , ፈርንቸርን , ኤሌክትሮኒክስ ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ፈርኒቸር/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/