ንኩለን ቤት ፅሕፈታት ን 2008 በጀት ዓመት ጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሕት ፅሬት : ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ :ቀወምቲ ንብረት ወይ ከዓ ፈርኒቸር ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቁሑት : ኣቁሑት ሕተመት ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ናይ ጉልበት ዋጋ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋን ናይ ስፖርት ዕጥቅን ናይ ደያኑ ደንቢ ክዳን ወይ ከዓ ጋቦን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ወይ ከዓ ከፀግን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 6, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን 2008 ዓ/ም ዘገልግል መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ወ/ለኸ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቕሑት መሰረት ብምግባር::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ሕክምና ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሐመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ምግብን መስተን/ ናይ ሕክምና ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል መካይን ላንድ ክሎዘር /ሞዴል 78/ : K34 ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጥ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዛእ ይደሊ :: ስለዚ ነዚ ኣብ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ መኪና ባትሪ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ:: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቓላሚኖ ፉሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ብግለፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ምግብን መስተን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳረሒ : ሞተር ሳይክል ዕድጊት: መኪና ክራይ : ሞተር ማይ : ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቑሑ : GPSን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 22, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ክራይ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት 2 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሕትመት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/