...3,469.24 (ክልተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሱሳን ሰለስተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚኢትን ሱሳን ትሸዓተን 24/00 ብር) ብጨረታ ንክሽየጥ ኣዚዙ ኣሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ዳርጋ 1 መዓልቲ ቐርዩዎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2018 06:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቤት ፍርዲ ቀዳማይ ወያነ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ሆሳእና ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ዝርከቡ 2 ቦታትት ብጨረታ ንክሽወጡ ኣዚዙ ኣሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 9, 2018 (8 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2018 06:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ስፍሓቱ 93.30 ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን መበገሲ ዋጋ ብር 22,000,000.00 (ዒስራን ክልተን ሚልዮን ብር) ስለዝተደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2018 06:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማህበር ዘገልገላ 11 (ዓሰርተ ሓድ) ኣናእሽቲ ተሽከርከርቲ ብዘለዎኦ ኩነታትን ኣብ ታሕቲ ሰደቓ ብዝተቐመጠለን ዝርዝር ዋጋ መሰረት ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 12, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 26, 2017 11:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ሓራጅ/ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ መንጎ ብዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክርክር ኣብ ናይ ኣፈ/ተኸሳሲ ኩሓ - ማይ መኽደን መንገዲ ፕሮጀክት ዝርከቡ ዋንነቶም ናይ ኣፈ/ተኸሳሲ ዝኾኑ፦ ኮንክሪት ቱቦ ንውሓት 2.6 ሜትር ዲያሜትር ብ 1.2 ሜትር ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ መሰቦ ቁሸት ሓረና ዝርከብ ቤዝ ኮርስ ጠጠር ክሽየጥ ወሲኑ ኣሎ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ሓራጅ ናይ ገዛ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1 ወያነ ጣብያ ሃረያ ቀጠና 9 ፖሊስ ኮሚኒቲ 100 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ዝርከብ ስፍሓቱ 240 ሜ/ካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ዋጋ 4,334,579.50 /ኣርባዕተ ሚልዮንን ሰለስተ ሚኢትን ሳላሳን ኣርባዕተን ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ሰብዓን ትሽዓንተን ብርን ሓምሳ ሳንቲም/ ዝኾነ ብጨረታ ክሽወጥ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ኣሎ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሰነ 15, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 16, 2017 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 16, 2017 06:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ኤክስከባተር(xcmg) ፥ ኤክስከባተር ፥ ዊል ኤክስከባተር JON YANG ንብረታት ናይ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ንክሽወጡ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2017 02:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2017 06:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ሓራጅ/

ቢሾፍቱ ባስ 4-25015 ኢት ዝኮነት መኪና ናይ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ብመበገሲ ዋጋ 6000000 ( ሽዱሽተ ሚልዮን ብር ) ንክትሽወጥ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2017 02:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2017 06:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ሓራጅ/

ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ምድብ መጋባያ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ መለስ ዝርከብ ስፍሓቱ 148.6 ሜትር ካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ጨረታ ዋጋ ብር 8,937,782.17 (ሸሞንተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሰላሳን ሸውዓተን ሽሕን ሸውዓተ ሚኢትን ሰማንያን ክልተን ብር ምስ 17/100) ወሲኑ ኣሎ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2017 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2017 06:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/