Mekelle Chamber of Commerce and Sectorial Associations (MCCSA) want to purchase Electrical Bike, printing materials, Electronics and Stationary materials and Field bags on tender bass.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 23rd, September 2026 10:00 pm (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Saturday 26th, September 2026 10:00 am (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Saturday 26th of September 2026 10:30 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Electronic Equipment & Accessories/ Stationery Supplies/ Printing & Publishing Equipment/Materials/ Motorcycles Purchase/

ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ Eat Bar / ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2019 4:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ንኣጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብምልዛፍ) ብምብታን ዝወፀ ብፕሮፎርማ ፡ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2019 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዩናይትድ ስቲል ሜታል ኢንዳስትሪ፣ Pre-Engineered Building (PEB) Erection ማለት ናይ ብረት ተጋጣጣሚ ህንፃ ተኸላ ስራሕቲ ብጨረታ ንምስራሕ፣ ብቑዓትን ተመኩሮ ዘለዎምን ተወዳደርቲ ኮንትራክተራት/ኩባንያታት ብጨረታ ተወዳዲሮም ንኸሰርሑ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 18, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና አገልግሉት ዝውዕል ናይ መለዋወጢ አቑሑት መካይንን መካይንን ንምግዛእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእኸል ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም. ንእተፈላለዩ አገልግሉት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ናይ ፅሬት አቑሑት፣ አናእሽተይ መሳርሒ፣ ናይ መሸነ ፅገና፣ ናይ አቑሑት ገዛ ፅገና፣ ከምኡ እውን መለዋወጢ አቑሑት መኪናን አቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ብደረጃ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ትማእከል ንዝርከቡ ናይ ህግፅ ሃነፅቲ ንበጀት ዓመት 2019 ዓ.ም. ግልጋሎት ቀረብ ምግብ ብበዓሎም ኣብ ሲሎም ክምግቡ ዝኽእሉ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ወዳዲሩ ክህብ ስለዝደለየ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2019 4:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓ/ም ናውቲ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2019 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2019 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ት/ቲ አድቬንቲስት ንተምሃሮ ሰርቪስ ካብ 70 ካሬ ዘመላልሳ ተሽከርከርቲ አጫሪቱ ክጥቀም ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2019 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 13, 2019 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

CST Ethiopia invites sealed bids from eligible and qualified suppliers for the supply and delivery of lockable filing cabinets, stationery items, and office equipment to be delivered to their Mekelle office in the Tigray Region.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Monday 21st, September 2026 9:08 am (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Monday 05th, October 2026 5:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 06th of October 2026 9:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Office Furniture/ Stationery Supplies/