Closed
ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ ትካላትና ማለት እውን ደስታ በርሀ ኣሕምልትን ፍራምረን ሕርሻን ኖቤል ትሬዲንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣሕምልትን ፍራምረን ሕርሻን ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ጣቢያ ካራ ዓዲ ሻዎ ቁሸት ኣራዳ ማንጉዶ ብቁዕ ሓይሊ ሰብን ዘተኣማምን መሓውር ንዘለዎም ሕጋውያን ናይ ሓለዋ ትካላት ሙሉእ ሓላፍነት ብምሃብ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 13, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 13, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ