Tigray Planning Commission

ፕሮፎርማ ምልክታ ቁፅሪ 01/18

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ናይ መኪና ዘይቲን ፊልትሮን ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰዴቓ

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ መኪና ዘይትን ፊልትሮን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ : ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉፋ ትኽእሉ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቅርብ 1

➢ ናይ ግብሪ ከፊላይ ቁፅሪኽ ዘለዎ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ 1

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መሬታ ከቕርብ ዝኣል፡፡

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፤ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ : ቁፅሮኹምን ናይ መችሪባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮር ምስ : መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 12/12/2018 ክሳብ 14/12/2018 ዓ/ም ተሰዓት 3:00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

➢ እቲ ፕሮፌርማ ዕለት 14/12/2018 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3:00 ሰዓት ተዓፂዩ ልክዕ በቲ ዕለት ንሱ 3:30 ቅ/ሰዓት ኣብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ 3 ደብሪ ይኽፈት፡

➢ ቢሮና ዘዳለዎ ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትሓልን ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይነ ከምዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምዃኑ ምስ ተገለፀለ ኣብ ውሽጢ 2_ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ዕዮና የቅርብ

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ቢሮና ኣብ ዓዲ ሓቂ ዕዳጋ ዝርከብ ኢትዮዽያ ንግዲ ባንኪ 3ይ ደብሪ ወይ ብስልክ ቁፅሪ 0342404272 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።

ናይ መኪና ዘይቲን ፊልትሮን


ተቁዓይነት ንብረትፓርት ናምበርመፍለይመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ / ድምር
ብርብር
01ዘይቲ ሞተር ሞተር በዓል 4 ሊትሮGC7ቶታልጋሎን01
2ዘይቲ ፍሬንGC7ቶታልብሊትሮ01
3ዘይቲ ሞተር በዓል 5 ሊትሮለንግቤዝቶታልብሊትሮ01
4ዘይቲ ፍሬንለንግቤዝቶታልብሊትሮ01
5ኦይል ፊልተርለንግቤዝ90915-3002ቶታልብቁፅሪ01
6ፊል ፊልትሮለንግቤዝ23390-51070ቶታልብቁፅሪ01
7መሪ ዘይቲኮብራ 105ዕሹንቶታልብሊትሮ01
8ዘይቲ ፍፊንኮብራ 105ቶታልብሊትሮ01