ፕሮፎርማ ምልክታ ቁፅሪ 01/18
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ናይ መኪና ዘይቲን ፊልትሮን ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰዴቓ
ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ መኪና ዘይትን ፊልትሮን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ : ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉፋ ትኽእሉ፡፡
➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቅርብ 1
➢ ናይ ግብሪ ከፊላይ ቁፅሪኽ ዘለዎ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ 1
➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መሬታ ከቕርብ ዝኣል፡፡
➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፤ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ : ቁፅሮኹምን ናይ መችሪባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮር ምስ : መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 12/12/2018 ክሳብ 14/12/2018 ዓ/ም ተሰዓት 3:00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።
➢ እቲ ፕሮፌርማ ዕለት 14/12/2018 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3:00 ሰዓት ተዓፂዩ ልክዕ በቲ ዕለት ንሱ 3:30 ቅ/ሰዓት ኣብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ 3 ደብሪ ይኽፈት፡
➢ ቢሮና ዘዳለዎ ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡
➢ እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትሓልን ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይነ ከምዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡
➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡
➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምዃኑ ምስ ተገለፀለ ኣብ ውሽጢ 2_ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ዕዮና የቅርብ
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ቢሮና ኣብ ዓዲ ሓቂ ዕዳጋ ዝርከብ ኢትዮዽያ ንግዲ ባንኪ 3ይ ደብሪ ወይ ብስልክ ቁፅሪ 0342404272 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።
ናይ መኪና ዘይቲን ፊልትሮን
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | ፓርት ናምበር | መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ / ድምር | |||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||||
| 01 | ዘይቲ ሞተር ሞተር በዓል 4 ሊትሮ | GC7 | ቶታል | ጋሎን | 01 | |||||
| 2 | ዘይቲ ፍሬን | GC7 | ቶታል | ብሊትሮ | 01 | |||||
| 3 | ዘይቲ ሞተር በዓል 5 ሊትሮ | ለንግቤዝ | ቶታል | ብሊትሮ | 01 | |||||
| 4 | ዘይቲ ፍሬን | ለንግቤዝ | ቶታል | ብሊትሮ | 01 | |||||
| 5 | ኦይል ፊልተር | ለንግቤዝ | 90915-3002 | ቶታል | ብቁፅሪ | 01 | ||||
| 6 | ፊል ፊልትሮ | ለንግቤዝ | 23390-51070 | ቶታል | ብቁፅሪ | 01 | ||||
| 7 | መሪ ዘይቲ | ኮብራ 105 | ዕሹን | ቶታል | ብሊትሮ | 01 | ||||
| 8 | ዘይቲ ፍፊን | ኮብራ 105 | ቶታል | ብሊትሮ | 01 | |||||