⚡ AI Quick Summary
* ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 14/9/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ብዘይምለስ 500 ብር ብምግዛእ ክሳብ 28/9/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናብ ቅድስቲ ማሪያም ሆስፒታል ምእታው ይክኣል።
* መክበሪ ጨረታ (Bid security) ብር 50,000 ከተሕዝ ዝኽእል።
* ዝወገድ ንብረት ዝረኣየሉ ዕለት 27/9/2018 ዓ/ም ጥራሕ እዩ።
* ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 28/9/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ፣ ኣብቲ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:45 ይክፈት።
* ሰዓራይ ዝተበሃለ ተጫራታይ ክፍሊት ኣታዊ ገይሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ንብረቱ ክወስድ ኣለዎ፤ ድሕሪ 10 መዓልቲ እቲ ንብረት ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።

1 ካብ ዕለት 14/9/2018 ዓመ ጀሚሩ ክሳብ 28/9/ 2018 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ሆስፒታልና ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 500 ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ቅድስቲ ማሪያም ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ
2 መከበሪ ጨረታ ብር 50000 ከትሕዝ ዝክእል
3 እቲ ሆስፒታል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
4 ናይ ዝዉገድ ንብረት መርኣይ መዓልቲ ዕለት 27/9/2018 ዓም ጥራሕ ይከዉን ካብዚ ወፃኢ ንዝመፀ ግን ዘይናተኣናግድ ምኮና ንሕብር
5 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኖም ምስተረጋገፀ ገንዘብ ናይ ዘሸነፎ ኣታዊ ገይሩ ንበረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ይወስድ ድሕሪ 10 መዓልቲ ዝሐለፈ እቲ ንብረት ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይግበር
6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 28/9/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ኮይኑ እቲ ጨረታ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:45 ይከፈት