⚡ AI Quick Summary
* ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ኦርጅናል ናይ ፕሪንተር ቐለማት (05A, 80A, 151A, 59A, 85A, HP-Laser 135-138 MFP) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መረዳእታን ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ (TIN) ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ኣለዎም።
* ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ Block-B ዕደጋ ክፍሊ ካብ ዕለት 17/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 19/06/2018 ዓ/ም ምእታው ይክኣል።
* ጨረታ ብዕለት 20/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ዝኸፈት ኮይኑ፣ ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ትእዛዝ ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ንብረት ከቕርብ ይግበኦ።

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ
ወርሒ የካቲት 2018 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Specification/ | መለክዒ /Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ፕሪንተር ቐለም | ኦርጅናል 05A | ብቁፅሪ | 10 | ||
| 2 | ናይ ፕሪንተር ቐለም | ኦርጅናል 80A | ብቁፅሪ | 05 | ||
| 3 | ናይ ፕሪንተር ቐለም | ኦርጅናል 151A | ብቁፅሪ | 20 | ||
| 4 | ናይ ፕሪንተር ቐለም | ኦርጅናል 59A | ብቁዕሪ | 10 | ||
| 5 | ናይ ፕሪንተር ቐለም | ኦርጅናል 85A | ብቁዕሪ | 05 | ||
| 6 | ናይ ፕሪንተር ቐለም | ኦርጅናል HP-Laser 135 - 138 MFP | ብቁፅሪ | 01 |
➢ እንክተሎም መምርሒ፦
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 17/06/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 19 /06/ 2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 20/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::
5. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6 ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ መቐለ