ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ኦርጅናል ናይ ፕሪንተር ቐለማት (05A, 80A, 151A, 59A, 85A, HP-Laser 135-138 MFP) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መረዳእታን ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ (TIN) ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ኣለዎም።
* ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ Block-B ዕደጋ ክፍሊ ካብ ዕለት 17/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 19/06/2018 ዓ/ም ምእታው ይክኣል።
* ጨረታ ብዕለት 20/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ዝኸፈት ኮይኑ፣ ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ትእዛዝ ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ንብረት ከቕርብ ይግበኦ።

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ 

ወርሒ የካቲት 2018 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ናይ ፕሪንተር ቐለምኦርጅናል 05Aብቁፅሪ10
2ናይ ፕሪንተር ቐለምኦርጅናል 80Aብቁፅሪ05
3ናይ ፕሪንተር ቐለምኦርጅናል 151Aብቁፅሪ20
4ናይ ፕሪንተር ቐለምኦርጅናል 59Aብቁዕሪ10
5ናይ ፕሪንተር ቐለምኦርጅናል 85Aብቁዕሪ05
6ናይ ፕሪንተር ቐለምኦርጅናል HP-Laser 135 - 138 MFPብቁፅሪ01

➢ እንክተሎም መምርሒ፦

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 17/06/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 19 /06/ 2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 20/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::

5. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6 ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ መቐለ