ተዘግቷል
ትራንስ ኢትዩጰያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቀለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ናይ መካይን ደዉ መበልን መሕደርን ስፍሕ ዝበለ ቦታ ንምፅራግን ሙሩፅ ሓመድ ( selected material) ብምጥቃም ብማሽነሪ ተሓጊዙ እቲ ቦታ ከመዓራሪይ ስለዝደለየ በቲ ዘፈር ናይ ኮንስትራክሽን ናይ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ንምእሳር ይደሊ
መዝግያ ቀን ሚያዝያ 29, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሚያዝያ 29, 2010 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ2%
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን