ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ኣቅሑት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ ገዛ ኣቅሑትን: ፈርኒቸርን ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ገዛ ደቀቅቲ ኣቀሑት : ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝወዕል ኣቅሑት ማለት ኮበርታ በዓል 4.5 ኪሎ ግራም: አንሶላ : ፍርናሽ በዓል 180 ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍ ማለት እዉን ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍን ኮንፈርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ