ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ወረዳ ቆላ ተንቤንን ናዕዴርን ናይ ዝርከቡ መንገድታት ናይ መንገዲ ዲዛይን (Detail Engineering Design Tender Document Preparation and Contract Administration) ውዕሊ ኣሲሩ ኣብ ምስራሕ ስለዝርከብ ነቶም ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ፕሮጀክትታት ኣብ ኣማኽርቲ መፅናዕቲ ገምጋም ፅልዋ ከባብያውን ማሕበራውን ካብ ዝሰርሑ ፍቓድ ዘለዎም መማኸርቲ ትካላት በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስራሕ መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ