ሓዳሪ ቤት ት/ቲ ዓይነ ሰውራን መቐለ ናይ ተምሃሮ ክዳን ብጨረታ ኣዋዳዲርና ክንዕደግ ሰለ ዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይ ጨረታ ሰነድ 00-7-19/06/201801170

ሓዳሪ ቤት ት/ቲ ዓይነ ሰውራን መቐለ ናይ ተምሃሮ ክዳን ብጨረታ ኣዋዳዲርና ክንዕደግ ሰለ ዝደለና ነዞም ዝሰዕቡ ተማልኡ ነጋዶ ወይም (ተካል) ክትጫረቱ ነሓትት:: ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ

• ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሃደሰ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ 2018 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ

• ቲን ቁፅሪ ኮፒ ዘቅርብ

• 3% TOT ዝኸፍል

• ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ

• በናይ ባዕሉ ትራንሰፖርት ዘቅርብ

• ትክክለኛን ለሬቱን ሰታንዳርድን ዝሓለወ ኣብ ላዕሊ ዝተመዝገበ ናይ ተምሃሮ ክዳን ዘቕርብ ንዝፍጠር ፀገም ሓላፍነት ዝውሰድ ካብዚ ንላዕሊ ዝተዘረዘሩ ረቃሒታት ተማልኡ ነጋዶ እቲ መምልኢ ሰነደ ዘይምለሰ 100 ብር (ሓደሚኢቲ)ብር ብምክፍል ኣብ ሰራሕ ሰዓት እናምፃእኹም ከትወሰዱ ትክእሉ ምዃንኩም እናሓብረና ከም እውን መኽብሪ ጨረታ 3000 ብር (ሰለሰተሸሕ )ብር ናብ ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000553807428 ኣታዊ ክተገብሩ ወይም CPO ዘትሕዝ ጨረታ ምስ ተከፈተ ዘየሸነፈ ሽዑ ንሽዑ ዝምለሰሉ ይኸውን:: ነዚ እውን ካብ 19/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 10/07/2018 ዓ/ም ተእተው ምዃንኩም እናሓበረና 10/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይኸፈት ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መምረፂ ተረኪቡ ብሙሉእወይ ብኽፋል ናይ ምሰራ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

ተ/ቁዓይነት ክዳን ናይ ደቂኣንስትዮብዝሒመለክዒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ጉርዲ ምስኣላባሽ50
2ቆምጫ ስረ50
3ባንቲ50
4ጫማ50
5ረጅበቶ50
6ብጃማ50
7መትሓዚ ክዳን ሻንጣ50
ተ/ቁዓይነት ክዳንናይ ደቂ ተባዕትዮብዝሒመለክዒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ስረ ጅንስ ጎልፎ45
2ካናቲራ45
3ቆቦቶ45
4ሰንደል ጫማ45
5ብታንቲ45
6ሸሚዝ45
7መትሓዚ ክዳን/ሻንጣ45
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (367)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s