ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ: ዲዛይንን: ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮር ድሪሊንግ ማለት እዉን ኮር ድሪንግ ወርክስ ስራሕቲ ዝሰርሑ ትካላት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮር ድሪሊንግ (Core Drilling Works) ስራሕቲ ዝሰርሑ ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 10, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ካብ ገባሪ ሰናይ ፕረጆክት ልምዓት ምላሽ ፅዕንቶ ስደተኛታት ዝረከቦ በጀት ሐደ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ጣብያ ሙሴ : ምምሕዳር ጣብያ ሰድርን ንዝርጋሕ ፅርይ ዝስተ ማይ ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ቡንባ ማይ ካልኣይ : መለዋወጢ ኣቅሑት ፅሬት ማለት እዉን ሳኒተሪ : ሳልሳይ መሳርሒ ህንፃን ፕላስቲክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 10, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ካብ ናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምለሽ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ ክልተ ማለት እዉን DRDP 2 ብዝተረከበ ናይ በጀት ድጋፍ ኣብ ጠብያ ደብሪ ኣባይ ፕሮጀከት ዝርገሐ መስመር መስተ ማይ ብናይ ኮንስትራክሽን ፈቃድ ንዘለዎም ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 5, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ኣናእሽተይ ናይ ማይ ጀነሬተር ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 15, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም እቲ ቤት ፅሕፈት ጉድጎድ ማይ ኮዕቲ ኣብ እግሪ ወንበር ከኩዕት ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ፊደራል ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት አግልጋሎት ዝዉዕል ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ቀረብን ተከላን ምስ መገጣጠሚኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2016 03:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
The Tigray Water and Energy Bureau invites sealed Bids from eligible and qualified bidders (contractors) for the construction of Small Scale Irrigation Diversion Maintenance of Headworks and infrastructureዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮር ድሪሊንግ (Core Drilling Works) ስራሕቲ ዝሰርሑ ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ክፍሊ ስርዓት ዕደጋን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ካብ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ናይ KGGCF በጀት ዝስራሕ ካናል ኮሮሲንግ ንክጫረተሎም ብዝተላኣከልና ሕቶ ዕድጋ መሰረት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣቢያ ማይ ጥምቀት ንዝስራሕ መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ካናል ኮሮሲንግ ብውድድር ከጫርት ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን