ወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ልምዓትን መስኖ ካብ ሓባር ዒላ ኣብ ማይ ተንከፈ ስረሕቲ ዝተዋፈሩ ሕጋዊያን ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብመልክታ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ላዕላይ ማይጨዉጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ GSF ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዳ ፅዕዳ እንባ ንዝኮቱ ሰለሰተ ዓሞቅቲ ጎዳጉዲ ሳይታት ማይ መገልታ : ተካ ተስፋይ :ጎዕ ሜስን ዝዉዕል ዕደጋ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንከተማ እንትጮ ግልጋሎት ዝዉዕል ሐደ ዓብይ ዓሞቅ ጎድጎድ ብናይ ባዕሎም በጀት ከኮዕት ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ተወዳደደርቲ ዓዲሙ ከወዳድር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝረከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝዉዕል ሳብ መርስቨል ባምፕታት ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ 3 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ነጋዶ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 9, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ልምዓት ምላሽ ፕሮጀክት ምዕራፍ ክልተ በጀት ድጋፍ መሰረት ፅሩይ ዝሰተ ማይ መሰተ መጠራቀሚ ባዕለ 500 ሜኩ ሪዘርቫር ንምስራሕ ወይ ድማ ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝደለየ ስራሕቲ ማይ ስራሕ ፈቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ወይ ተጫረቲ ብዝተዳለወ ዲዛይንን ናይ ስፐስፊኬሽን መሰረት እቲ ስራሕ ሙሉእ ብሙሉእ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ክስራሕ ስለዝተደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ወይም ተጫረቲ ነቲ ስራሕ ብኣግባቡ ተረዲኩም ንክትጫረቱ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
አብ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝረኸቦ በጀት ኣብ ዝተፋላላያ ወረዳታት ዝውዕል ሳብመረሰብል ፓምፕታት ምስ ምሉእ ኣክሰሰሪኡን ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 3ን ልዕሉኡ ዝኮንኩም ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 9, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ብፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ በጀት ኣብ ጣብያታት መስልሕን ኩሉ ፈርሓን ብማይ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ 8 ሓባር ዒላ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ቆራሮጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕቃባ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልማት ክይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ GSF በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ በለስን ጣብያ ማይ ጥምቀትን ንስራሕ ሓባር ዒላ ምንዋሓ ካናል መስኖ አገልግሎት ዝዉዕል አብ ናይ ማይ ተንከፈ ዝተወፈረሑ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ነቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ በለስ ጣብያ ዓዲግዳድ ጠባለ ሰቀላ ቆየፃን ዝስራሕ ናይ ፕሮፎርማ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሐባር ዒላ ኣብ ማይ ተንከፍ ዝተወፈሩ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት መዘጃጋ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣሰብ ዕደጋ ሓሙስ ስራሕቲ ምልእላይ ዉሕጅ ካብ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ብ RC ወይድማ GC ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን