ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣረኣያ ዘሪሁን ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቑሑት ፣ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ስነ ፅባቐ (cosmetics) ፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት /GMFA ብረታ ብረት ብየዳን፣ናይ ፅሬት ኣቑሑት፣ቅድን ሰፌትን መሳርሒ፣ናይ ቡንባ መሳርሒ ኣቑሑት፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ቸክዳም ዳቨርሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 8, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ናይ ኢንጀክሽን ፓምፕ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 7, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋ ኢ ልምዓት ወረዳ ቆላ ተምቤን ግልፂጨረታ ኣብ ዘበነ 2008 ዓም ናይ ዝተፈላለዩ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዘመናዊ ዳቨርሽን በዝሒ 1 : ቸክዳም ዳይበርሽን በዝሒ 1 : ናይ ኢድ ካዕቲ ማይ መስተ ፅሩይ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ቆላ ተምቤን ጣብያታት በዝሒ 18 ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋ ኢ ልምዓት ወረዳ ቆላ ተምቤን ግልፂጨረታ ኣብ ዘበነ 2008 ዓም ናይ ዝተፈላለዩ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዘመናዊ ዳቨርሽን በዝሒ 1 : ቸክዳም ዳይበርሽን በዝሒ 1 : ናይ ኢድ ካዕቲ ማይ መስተ ፅሩይ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ቆላ ተምቤን ጣብያታት በዝሒ 18 ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈተ ማይን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስራሕ ፅገና ሴት ናይ ሓበራዊ ዒላ ንምስራሕን ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 5ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ክትጫረቱ እንትዕድም ንማእከላይ ጎዳጉዲ ማይ ድማ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ደረጃ 3ን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ኣብ ጣብያ ደርጊዓጀን ዝርጋሐ ፁሩይ መስተ ማይ ካብ ናብ ቁሸት ሕልሻ ከባፅሕ ስለዝደሊ እዚ ዝስዕብ ረቀሒ ተማልኡ ሕጋዉያን ተኮናተርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንደርታጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ኢንጀክሽን ፓምፕ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲራ ንምስራሕ ትድሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤንግልፂጨረታ ቤ/ፅ ትልምንፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ካዕቲ መስተ ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ንክተወዳደሩይዕድም :: ኣብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤንግልፂጨረታ ቤ/ፅ ትልምንፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ካዕቲ መስተ ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን