The Tigray Regional State of Water Resource Bureau invites sealed bids from eligible bidders for Construction of May Kancha mini dam wereda Tselmti North west region of Tigrayዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ከባቢ ሸራሮ ንዝስራሕ ናይ ሓባር ዒላታት ንናይ ዋን ዎሽ ማእከላዎት ጎዳጉዲ ስራሕ ከምኡውን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ኤሌክትሮኒክስ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ንናይ ሓባር ዒላ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ደረጃ 8 ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ከምኡውን ብናይ ዋን ዎሽ ካልኦት ጎዳጉዲ ድማ ብናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 8, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማሽነሪ ክራይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብ ኤች ፒ ፕሮግራም ዝተረከበ በጀት ኣብ ጣብያ ሰለክለካ ቁሸት ሽፈራው መሌ ንዝስራሕ ሄድዎርክ ፊኒሺንግን ካናል ዎርክን ብቁዓት ናይ ማይ ኮንትራክተራት አወዳደዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ አላማጣጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ን ቤት ፅሕፈት ማይ መዓድንን ኢነርጅን ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርገሐ መስመር መስተ ማይ፣ጀነሬተር ሃውስን ፓምፕን ጀነሬተርን ፣ ሳፕላይን ኢንስታሌሽንን መፅገኒ ሓዊሱ ንደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ ስራሕቲ ህንፀት ማይ Water Construction ፍቃድ ዘለዎ ትካላት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
The Tigray Region Water Resources Bureau invites interested and eligible bidders at ofla wereda (one at derabekeda and at seharti samre) Deep well Drilling and pumping testዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብዝተፈላለዩ ሞያታት ኣብ ምስልጣን ከምዝርከብ ዝፍለጥ ኮይኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ናይ ኤሌክትሪክ ኢንስታሌሽን መሳርሒታት፣ ፅሬት መሳርሒታት፣ ናይ ዝርገሐ ማይ መሳርሒ፤ ናይ ኮንስትራክሽን /ህንፃ/ መሳርሒታት፤ናይ ምግቢ /ሱፐር ማርኬት/ ቀረባት፣ ኮስሞቲክስን ፤ጨርቃ ጨርቅን መሳርሒታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣግበጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከ/ስ//ፋይ/ምም/ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብናይ ሰራሕተኛታት ተፅዕኖ ምንካይ ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጂን ብቤት ፅሕፈት ዝስራሕ ኣብ ወረዳና ዝርከብ ጣብያ ሑፃፅ 10ተ ናይ ሓባር ዒላ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ደ/ናዝሬት ቁሸት ምዓም ኣጣሊ (ሓደ ራህያ)፣ ኣብ ጣብያ ኣማኒት ቁሸት ዓዲ ቀሸፎ ዝስራሕ ሓደ ራህያ ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብማሽን ክነኩዕት ስለዝደለና ነዚ ረቋሒ እተማልኡ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ደጎዓ ተምቤን ጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ማሕበር ረደኤት ትግራይ ( ማ.ረ.ት) ዝተፈለላዩ ናይ ማይ ሞተራት ኤሌክትሪካል ጀነሬተርን ሚክሰርን ቫይብሬተር (Water pump, Electrical generator, Mixer and vibrator) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2011 07:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2011 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕላ 2ተ ማእኸላዎት ጎዳጉዲ (Shallow well ) ክኹዕት ስለዝደለየ ደረጃ 7ተን ልዕሊኡን ዘለኩም ክተጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን