ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ supply Spare and provide maintenance service for mosis water treatment 16mq per hour capacity ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ከተማ ከባቢኣን ንዝርከብ ሕብረተሰብ ዝዉዕል ዓሚቁ ጉድጎድ ሲስተም ዘድሊ ሶላር ፓምፕ ኤሌክትሮ መካኒካል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 23, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ሰንደዳ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ዝረገሐ ስራሕቲ መስተ ማይ ዋተር ሳፕላይ ሲስተም ኮንስተራክሽን ዝዉዕል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ GCF ብዝረኸቦ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጠብያ ማይ ጥምቀት ቁሸት ኩመል ፍሉይ ቦታ ዓዲ ፀሊዋ ንመስኖ ግልጋሎት ዝውዕል ዓሚቑ ጉድጓድ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 30, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ GCF ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዳ ፃዕዳ እንባ ጣብያ ማይ መገልታ ንመስኖ ዝዉዕል ካዕቲ ሐደ ዓሚቆ ጉዳጎድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ንክልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መስመራት ማይ ቡንቦ ሻወርን ሽንት ቤትን ንምፅጋን ዘድልዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ብምቅራብ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሮም ክሰርሑ ዝደልዩ ትካላተ አወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ትካልና ናይ ማይ ቡንቦ መስመራት ሽቃቅን መፅሕቢ ነብሲን ንምፅጋን ዘድልዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ብምቅራብ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሮም ክሰርሑ ዝደልዩ ትካላተ አወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:አዲስ አባባጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ማይ አገልግሎት ናይ ባዕሎም በጀት ንክተማ ኣክሱም አገልግልት መተ ማይ ዝዉዕላ ሰለሰተ ዓሞቅቲ ጎዳጎዲ ኮዕቲ ንምክያድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 24, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ማይ አገልግሎት ናይ ባዕሎም በጀት ንክተማ ኣክሱም አገልግልት መተ ማይ ዝዉዕላ ሰለሰተ ዓሞቅቲ ጎዳጎዲ ኮዕቲ ንምክያድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 24, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ CRG ብዝረኸቦ በጀት ንወረዳታት ፃዕዳ-እምባን ታሕታየ ቆራሮን ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መቀያየሪ | አቁሑት ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ