ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት(Spare parts) ' ሞተር ሳይክላትን Surface solar water pumpን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 23, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳ-ፃ-እምባጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንናይ ቤት ፅሕፈትና ዝዉዕል ትቦት ፉቲንጋትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 4, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ኮሌጅ አገልግልት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : መድሓኒት እንስሳት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ትራክተር መኪና መለዋወጢ አቅሑት : ኣቅሑት ማይ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ዘርኢ ኮሚደረን : መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ማይ ፓምፕ ማለት እዉን ጀነሬተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
አብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሰለክለካ ከይዲ ስራሕ ደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንከተማ ሰለክለከ ግልጋሎት ዝዉዕል ንከፈቲ መሕረዲ ስራሕቲ መሳለጢ ዝዉዕል ናይ ኢድ ኮሽቲ ተሓቆኒ ሃንድ ፓምፕ : ናይ ደገ መብራህቲ ባዉዛን ኣቅሑታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰለኽለኻጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፊሊተር ካትሪሌጅ 5 ማይክሮ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናላብራቶሪይን መሳሪሒታተቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ፋብሪካ ኣዲስ መድሓኒት ማሕበር ኣክስዩን ፅገና ናይ ማይ መውረዲ ኣሸንዳ 1200 ሜትሮ ካሪ ዝኮነ ብ 28 ጌጅ መዓቀኒ 0.4 ሜሜትር ተጫረቲ ባዕሉ ንዘቅርብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ትካልና ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንፕሮጀክት ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሪክን ናይ ሳኒተሪ ፓምፕን ኣቀሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት አገልግልት ቀረብ ማይ ፍሳሲን ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንግድብ ገረብ ሰገን ትከል መፃረይ ማይ ማለት እዉን ትሪትመነት ፕላንት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ሐሸዋ ሳንድ ፊሊተር ፎር ገረብሰገን ትሪትመነት ፕላንት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 25, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቑጠባን ኢኮኖሚዊ ልምዓት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ግልጋሎት ዝውዕል ብናይ ሴፍቲኔት ላቨሊሁድ በጀት/sub mersible Pump ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ