ትካል መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር በይዋተር ፓምፕን : ሃይ ፕሪጀር ፓምፕ ኮምፕሊት ብጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 23, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕን ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእከልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
... ት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤትፅሕፈት ል/እ/ም/ፋይናንስ ንናይ ዘፈር ቄጠባት ከይዲ ስራሕ ግልጋሎት ኤክስቴንሽን ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ናይ ማይ ሞተራት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ዴ/ተምቤን ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት በጀት ዝቕነስ ሞተር ፓምፕ ናብ ከተማ ሃሰላም ብናይ ባዕሉ መፅዓኒ መራገፍን መጎዓዐዝን ዝሓወሰ ብምልክታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ሴፍትነት ናይ HDPE ትቦ ንህንፀት መስኖን መስተማይን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ/shopping/ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 13, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ማይ መስሓቢ ሞተር ዝውዕል ንብረት ኣዋዳዲሩ ክዕድግስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 13, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : መሳርሒ ፅሕፈት አወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሮቶፕላስቲክ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕ ይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ