ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/የጭላ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ንዝተፋላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኢድ ዋጋ መኪና ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:የጭላጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቢሮ ናይ ተሽከርከርቲ ፅገና ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ ከወዳደርን ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልንዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ኣብ ርእሲ ዋኒነ ከምዝተዓለበ ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽንክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ብቢሮና ናይ ተሽከርከርቲ ገና ገራጅ- ብግልፂ ጨረታ አወዳድርን ንሓደ ዓመት ወዕሊ ክኣስርን ይደለ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ኣብ በጀት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ፋይናንስን ምምሕዳርን ወረዳ እንደርታ ንስራሕቲ ኣብያት ፅሕፈት ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪ
ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቢሮና ዝሕተም መቃልሕ ጋዜጣ ናይ ተሽከርከርቲ ፅገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ ክወዳደር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 5, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ዳይሮክቶሬት ዳይረክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብ/ምም/ርን ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝህባ ዘለዋ ተሸከርከርቲ ግልጋሎት ጋራዥ/ፅገና/ ንምርካብ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 30, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ብቢሮና ንዝሕተም መቓልሕ ጋዜጣን ናይ ተሽከርከርቲ ፅገና ገራጅ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 28, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዓበይትን ንእሽተይን መኪና ከፀግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 26, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 3, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንኮሌጅና ተሽከርከርቲ ዕገና ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞበ ማእከል ናይቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት እናሃባ ዝርከባ መካይን ንሰብ ሞያ ጋራጅ ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ከፀግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 10, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 23, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳታት ዞባታትንጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ